Header-Cursus-2

volg ons nu op facebook 

Eritrea

ደች ተመሃሩ                                                                                                      ኣብ ባር ድለዩ

ደች ክትመሃር ድሌት አለካ ወይ ናብ Netherlands ሕጂ መጺኻ ድልየትካ ድማ  ደች ቋንቋ ብደምቢ ምኽኣል እዩ። እዚ ኩሉ ነገር ኣብ JAR opleidingen

ኮርስታት ምግባር ትኽእሉ ኢኹም።

ደች ተዛረቡ ኣይትዛረቡ፣ ወይ ድሕሪ ኮርስኹም ምቕጻል ድለዩ፣ ወይ ኣብ ስራሕ ዝሓሸ ነገር ንምግባር ደረጃኹም ክተዕብዩ ተደሊኹም፣፣ ምሳና ክትመሃሩ ትኽእሉ ኢኹም። JAR opleidingen ዝተፈላለዩ ኮርስታት አለዉዎ:

  • መሰረታዊ ትምህርቲ (ኣብ መበቆል ዓዶም ምንም ትምህርቲ ንዘይብሎም ተምሃሮ);
  • ተወሳኺ;
  • ናይ እዚ ግዝኣት ፈተና (ተወሳኺ መፅናዕቲ ክገብሩ ንዝደልዩ ተምሃሮ);
  • ደች ካሊእ ቋንቋ ንዝዛረቡ ሰባት።

ኣብ ናይ ትምህርቲ ግዘ ናይ ትምህርቲ ደረጃኹም ንመርምር ኢና። ኣብዚ መሰረት ብምግባር፣ ደች ንክትመሃሩ ክንደይ ግዜ ከምዝወስደልኩምን ክንደይ ከም እትኸፍሉን ነርእየኩም።

JAR opleidingen ኣብ Alkmaar፣ Heerhugowaard፣ Castricum፣ Heiloo ከምኡ ውን Langedijk ኮርስታት አዳልዩ ኣሎ። ናይ ቀትሪን ምሸትን ትምህርቲታት። እቲ ዝዓበየ ናይ ሰባት በዝሒ 15 ሰባት እዩ። ኣብ ሰሙን ሰለስተ መዓልቲ ንጉሆ ወይ ድሕር ሰዓት፣ ወይ ንኽለተ ምሸታት ብሰሙን።

ብርግፅ፣ ናይ ግሊ ትምህርቲታት እውን ምውሳድ ትኽእሉ ኢኹም!

ዋጋ

ተወሳኺ ኮርስ ክትወስዱ ተገዲድኩም ዲኹም? እንተኾይኑ፣ ካብ DUO ልቓሕ ምሕታት ትኽእሉ ኢኹም(ናይ Netherlands ናይ ትምህርቲ መፈፀሚ ናይ እዚ ግዝኣት ኣካል). JAR opleidingen ብእዚ ክሕግዝኹም ይኽእሉ እዮም። ንኮርስኹም ንምኽፋል ካብ መንግስቲ ልቓሕ ምቕባል ትኽእሉ ኢኹም። ተሓሊፍኩም፣ ልቓኽኩም ነፃ ይኾን ምስ ናይ DUO ልቓሕ ሕጊ ዝተተሓሓዘ ነገር ኣቕሪብኩም ብምባል።

ተወሳኺ ኮርስ ንመውሳድ ዘይተገደድኩም ዲኹም? መብዛሕትኡ ግዘ፣ ሕጂ እውን ንልቓሕ ክትምዝገቡ ተኽእሉ፣ ነገር ግን ኣብ ውሽጢ 10 ዓመት ክኽፈል ኣለዎ። ከምዚ ክትገብሩ ተዘይ ክኢልኩም፣ ናይ እቲ ኮርስ ዋጋ ባዕልኹም ኢኹም ትኸፍልዎ።

ብሰዓት ምምሃር: € 11.00
መፃሕፍቲ: € 250.00
ተወሳኺ ፈተና: € 250.00
ናይ እቲ ግዝኣት ፈተና: € 180.00

ንኹሉ ተመሃሪ ክንደይ ከምዝኸፍል ዘርእይ ነገር ክንፈጥር ኢና።

ዝበለፀ ሓበሬታ

ካብዚንላዕሊ ክትፈልጡ ተደሊኹምን ብዘይ ምንም ግዴታ ብዛዕብኡ ክትዛረቡ ተደሊኹምን፣ ኣብ ታሕቲ ንዘሎ ቅጥዒ ምልኡ። ናይ እቲ ደች ትምህርቲ ናይ ኣታዊ ከይዲ ክተማልኡ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ተረከብቲ ቅጥዒ

ዕላማ: - ናይ ኣታዊ ኮርስ
                - ናይ ሓበሬታ ዝርርብ

ሽም
ኣድራሻ
ቴሌፎን
ናይ ኢመይል ኣድራሻ